መጽሄት ታይምስ ንምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ናይዚ ዓመት'ዚ ሰብ ወይ `ማን-ኦፍ ዘ ይር` ክብል ሰይምዎ። ነዚ ስዒቡ ድማ ነቲ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ዝነበረ መሸጣ ኣክስዮን ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ሎሚ ሓሙስ 12 ታሕሳስ 2024 ዮርዳኖስ ኣትዩ`ሎ፡ እዚ ምብጻሕ ኣካል`ቲ ድሕሪ ምውዳቕ መራሒ ሶርያ ናብቲ ዞባ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት እዩ። እቲ ዝመጽእ ...
ሓዲሽ መንግስቲ ሶርያ ንሸሞንተ ቀልጢፈን ዲፕሎማሲያዊ ተልእኮ ኣብታ ሃገር ዝኸፈታ ሃገራት ኣመስጊኑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ዕጡቓት ተቓወምቲ ቅጽበታዊ መጥቃዕቲ ብምውሳድ ንፕረዚደንት ባሻር ኣል-ኣሳድ ...
ዶናልድ ትራምፕ ተዋጋእቲ ሶርያ ንፕረዚደንት ባሻር ኣል-ኣሳድ ካብ ስልጣኖም ድሕሪ ምብራሮም ኣብ ሶሪያ ኢዶም ከም ዘየእትው ምልክት ይህቡ ኣለው። ሶሪያዊያን ፕረዚደንት ባሻር ኣል- ኣሳድ ካብ ...
ረቡዕ 11 ታሕሳስ ኣብ ኣንካራ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን ኣብ ዝተሸመገለ ዘተ፡ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ፍልላይቶም ንምኽታምን ተሰማሚዖም። ንኣስታት ሓደ ዓመት ዝኸደ፡ ...
Israeli tanks continued to move inside the buffer zone separating the occupied Golan Heights with Syria on Wednesday. Israel ...
ብድምር 75 ስደተኛታት ዝሓዛ ክልተ ጃላቡ ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታት ጉዕዞ: ዝሓለፈ ሕዳር 11 ምሸት ብርሑቕ ሓደ መብራህትን ሓደ ኩርባን ክርእያ ክኢለን። ድምጺ መቕሪብ ማለት ጸሎት ምሸት'ውን ...
ዶናልድ ትራምፕ ጉጅለ ባሻር ኣል -ኣሳድ ካብ ስልጣኖም ድሕሪ ምብራሮም ኣብ ሶሪያ ኢዶም ከም ዘየእትዉ ምልክት ይህቡ ኣለዉ። እንተኾነ ግን እቶም ምሩፅ-ፕረዚደንት ሸቶታት ኣሜሪካ ምስ ንእስራኤል ...
እተን ብበዓል-መዚ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ኢትዮጵያ ተኣጊደን ዝጸንሓ ትካላት ማእከል ገስጋግ ንሰብኣዊ መሰላት ደሞክራሲን (CARD)፡ ማሕበር ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (AHRE) ከምኡ’ውን ጠበቓታት ...
ቤተ መንግስቲ ክረምሊን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ንህጹጽ ምርግጋእ ሶርያ ብምጽዋዕ፡ እስራኤል ኣብ ሶርያ ተካዪዶ ዘላ ደብዳብ’ውን ኮኒኑ። ሩስያ ኣብ መግለጺኣ እቲ ኣብ ዩክሬን ተካይዶ ...
ቤተ-ጥበብ ምንያ፡ ፈለማኡ ኣብ ዝጀመረሉ፡ ህጻናት ካብ ሰግለለት ኲናት ወጺኦም፡ ንምስኣልን ምዝንጋዕን ባይታ ንምፍጣር’ዩ ዓሊሙ። ድሒሩ’ውን ምስ መሻርኽቲ ኣካላት’ውን ብምትሕብባር መደባቱ የዕብዩ፡ ...
ቐጠር ኣብ ደማስቆስ ኤምባሲ ክትከፍትን ምስ ሓድሽ ምምሕዳር ሶርያ ዝምድና ከተሐይል ምምዳባን ሎሚ ረቡዕ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣቢላ ኣብ ዘውጽአቶ መግለጺ ሓቢራ። እቲ ተበግሶ ...